እዛ ገጽ ኣብ ሓጺር ግዜ ናብ ቓንቓ ትግርኛ ብምትርጋም ከነዳልወልኩም ኢና።


ምግቢ ሓበሻ

በርበረ

መማቅርቲ ቐመማት

ብሉጽ ዝኾነ ኣደላልዋ


ፍርያትና

ስልሲ

 

 እዚ ኣብ ዕዳጋ ኣውሪድና ንሸጦ ዘለና ስልሲ ምርር ዝበለ ኮይኑ ብባህላዊ መንገዲ ዝተዳለወ ኢዩ።

 

ነዚ ስልሲ ከም መሰረት ብምግባር ድማ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣስቤዛ ብምውሳኽ ከም በዓል: ድንሽ: ሓምሊ: ዓደስ: ስልሲ እንቆቅሖ ዝኣመሰሉ ዓይነት ምግብታት ከተዳሉ ይክኣል።

 

ስልሲ ምስ እንጀራ ጥራይ ዘይኮነ ምስ ፓስታ: ሩዝ ወይ ድማ ባኒ ክንምገቦ ንኽእል።

 

ዝርዝር ኣብ ስልሲ ዘለዉ ትሕዝቶ፥

 

ኮሚደረ፥ ሽጉርቲ፥ ዘይቲ፥ ጻዕዳ፥ ሽጉርቲ፥ ጨው፥ ኣዝማሪኖ 

 

ሓንቲ ጥርሙዝ 340 ግራም ስልሲ ትሕዝ።


እትጠልብዎ መግብታት ከነዳሉ ድልዋት ኢና። እንታይ ከነዳልወልኩም?

ንዓና ብመንገዲ E-mail ክትረክቡና ምስ እትደልዩ ነዚኣ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሳ ዘላ ኣድራሻ ክትጽሕፉልና ትኽእሉ: nikedem@gmx.de

ክትጠልቡ ምስ እትደልዩ ወይ ድማ ዝኾነ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም በዛ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሳ ዘላ ቑጽሪ ተሌፎን ብትግርኛ +49 1578 3205 972 WhatsApp ክትጽሕፉልና ትኽእሉ።


ብዛዕባናን ኣበጋግሳ ሓሳብናን

...

ስልሲ ኣብ ኤርትራ መሰረት ኩሉ መግቢ ኢዩ። ንዕኡ ንምድላው ብዝሕ ዝበለ ግዜ ስለ ዘድሊ እቲ ሰብ እንዳ ሃረፎ ክንሱ በቲ ዘሎ ዋሕዲ ግዜ ክሰርሖ ኣይክእልን። ንሕና ደማ ነዚ ብምግንዛብ። ስልሲ ብባህላዊ መንገዲ ኣዳሊና ኣሺግና ክንሸጦ ወሲና። ኣብ ህዝቢ ድማ ዓቢ ተቐባልነት ረኺቡ

...

ሄኖክ ጆርጆ

...

 

 

 

ኡላ ግሩኡን

...